
-
እዚ ነቲ ዕለት 23 ግንቦት 1997 ብመቘሚ ባይቶ ሃገረ ኤሪትራ ዝጸደቐ፡ ግንከኣ ብሰንኪ ፋሉልነት መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ክሳብ ሎሚ ዘይተተግበረ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ ጸሚቑ ዘቕርብ ዓንቀጽ ኢዩ።
-
እዚ መዘከሪ ቃላት፡ ኣብ፣ዚ ነቑጣ መርበብ ሓበሬታ ንእንረኽቦም፡ ካብ በ ክሳብ ተ ብዘለዉ ፊደላት ንዝፍልሙ ስነምድራውያንን ስነማዕድናውያንን ቃላት ሓጺር መግለጺ ይህብ።
ተልእኾ ዌብሳይት
ርትዓዊ ሓበሬታ፡ ነቐፌታውን ሃናጽን ትንታኔ ከምኡ’ውን ማሃርቲ ትሕዝቶታት ብምቕራብ፡ ኣብ ምሕዳስን ምምዕባልን ትካላት ትምህርቲ፡ ቁጠባን ምሕደራን ኢቲዮ-ኤሪትራ ኣበርክቶ ምግባር ኢዩ ባህግና። ዝርዝር ዕላማታት ኤሪዮጲያ እዞም ዝስዕቡ ኢዮም:
- ልማድ መጽናዕትን ተተግባሪ ምርምርን ኣብ ኢቲዮ-ኤሪትራውያን ምስራጽ።
- ኢቲዮ-ኤሪትራውያን ድሌት፡ ክእለታት ከምኡ’ውን ልምድታት ተፈጥሮኣውን ማሕበራውን ስነፍልጠት ከጥርዩ ምትብባዕ።
- ኢቲዮ-ኤሪትራውያን ንዘለዎም ስነፍልጠታዊ፡ ኣእምሮኣውን ኢደግብራውን ክእለታት ኣብ ዝርከብዎ ከባብን ማሕበረኮምን ኣብ መዓላ ከውዕልዎ ምንቕቓሕ።
- ኣብ ምምዕባል ኣእምሮኣዊ ባህሊ ኢቲዮ-ኤሪትራ ኣበርክቶ ምግባር።
- ንኢቲዮ-ኤሪትራውያን ዝያዳ ኣፍልጦ ብዛዕባ ሕብረተሰቦም፡ ታሪኾም ከምኡ’ውን ተፈጥሮ ምድሮም ዘስንቑ ማሃርቲ ትሕዝቶታት ምቕራብ።
Website Mission
We aspire to contribute to the reformation and modernization of Ethio-Eritrean educational, economic and governance institutions by providing objective information, critical and constructive analysis as well as learning resources. The specific goals of Eriyopia are:
- To help foster habits of study and practical research among Ethio-Eritreans.
- To encourage Ethio-Eritreans to develop interest, skills and hobbies in the natural and social sciences.
- To motivate Ethio-Eritreans to apply their acquired scientific, intellectual and technicqal skills in their immediate environment and local communities.
- To contribute to the development of an intellectual culture in Ethio-Eritrea.
- To provide Ethio-Eritreans with learning resources about their society, history and geography.