ምድረፖለቲካዊ መሪሕ ንምሕዳስ ኤሪትራን ዞባዊ ርግኣትን
እዚ ምድረፖለቲካዊ መሪሕ ሃገራዊ ህላዌ ኤሪትራን ዞባዊ ርግኣትን ብነባርነት ክረጋገጽ ዝኽእል ማዕረማዕረ ዘቤታዊ ውሽጠኣካል ኤሪትራ ዳግም ብምህናጽ፡ ቁመናዊ ምትእስሳር መላእ ቅርኒ ኣፍሪቃ ብምፍጣር፡ ከምኡውን ንመዋሓዚ ቀይሕ ባሕሪ ከም እንዳባዊ ኣፍሮ-ኤስያዊ ናይ ሓባር ስፍራ ጌርካ ዳግም ብምውናን ከም ዝዀነ የረድእ።

This is Abrhaley T. Habte’s geopolitical doctrine. It asserts that Eritrean national survival and regional stability can only be sustained through simultaneously rebuilding the Eritrean domestic core, forging structural ties across the Horn, and reclaiming the Red Sea Basin as an indigenous Afro-Asiatic common.
This article outlines the ancient sources of chemical knowledge and their importance to modern chemistry.
እዚ ዓንቀጽ ብዛዕባ ጥንታዊ ምንጭታት ስነቀመማዊ ፍልጠትን ኣብ ዘመናዊ ስነቀመም ዘለዎም ኣገዳስነትን ይዝቲ።
እዚ ጽሑፍ ንዓበይቲ ዓውደትምህርታትን ፍሉይነታትን ስነቀመም ዝድህስስ ኢዩ።