ጽማቝ ትሕዝቶ 23 ግንቦት 1997 ዝጸደቐ ግንከኣ ዘይተተግበረ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ
እዚ ነቲ ዕለት 23 ግንቦት 1997 ብመቘሚ ባይቶ ሃገረ ኤሪትራ ዝጸደቐ፡ ግንከኣ ብሰንኪ ፋሉልነት መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ክሳብ ሎሚ ዘይተተግበረ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ ጸሚቑ ዘቕርብ ዓንቀጽ ኢዩ።
መንግስታዊ፡ ወተሃደራውን ዲፕሎማሲያውን ታሪኽ ኢቲዮ-ኤሪትራ ከምኡ’ውን ኣገደስቲ ፖለቲካውያን ፍጻሜታት
እዚ ነቲ ዕለት 23 ግንቦት 1997 ብመቘሚ ባይቶ ሃገረ ኤሪትራ ዝጸደቐ፡ ግንከኣ ብሰንኪ ፋሉልነት መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ክሳብ ሎሚ ዘይተተግበረ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ ጸሚቑ ዘቕርብ ዓንቀጽ ኢዩ።
እዚ 2ይ ክፋል ንቁመናን ምሕደራን ሃጸይነት ኣኽሱም ዝድህስስ ዓንቀጽ ኢዩ።
እዚ 1ይ ክፋል ንቁመና መንግስቲ ወ መሳርዕምሕደራ ሃጸይነት ኣኽሱም ዝድህስስ ዓንቀጽ ኢዩ።
እዚ ጽማቝ ትሕዝቶ ብኣብርሃለይ ተስፋጌርግስ ዝቐረበ ንፍልቀት ፖለቲካዊ ሂወት ምድረሓበሻ ዝድህስስ ቅርቦት ኢዩ።
እዚ ንትርጓሜ ናይቲ ብዛዕባ መስርሕ ምዕባይን ምሕባርን ንግስነት ኣኽሱም ዝሕብረና ጽሕፈት ሓወልቲ ኣዱሊስ ዘቕርብ ኢዩ።