ምድረፖለቲካዊ መሪሕ ንምሕዳስ ኤሪትራን ዞባዊ ርግኣትን
እዚ ምድረፖለቲካዊ መሪሕ ሃገራዊ ህላዌ ኤሪትራን ዞባዊ ርግኣትን ብነባርነት ክረጋገጽ ዝኽእል ማዕረማዕረ ዘቤታዊ ውሽጠኣካል ኤሪትራ ዳግም ብምህናጽ፡ ቁመናዊ ምትእስሳር መላእ ቅርኒ ኣፍሪቃ ብምፍጣር፡ ከምኡውን ንመዋሓዚ ቀይሕ ባሕሪ ከም እንዳባዊ ኣፍሮ-ኤስያዊ ናይ ሓባር ስፍራ ጌርካ ዳግም ብምውናን ከም ዝዀነ የረድእ።