መዓላታት ዓየ ኣብ ህንጸትን ጽርበትን
እዚ ጽሑፍ ንዝተሰነዱ ጠቕምታት ፍረመለኮት ዓየ ኣብ ዓውድታት ህንጸትን ጽርበትን ከምኡውን ንዕዮኣዊ ብድሆታቱ ዝዝቲ ኢዩ።
ፍርያዊ፡ ንግዳዊ ከምኡ’ውን ርክባዊ ታሪኽ ኢቲዮ-ኤሪትራ
እዚ ጽሑፍ ንዝተሰነዱ ጠቕምታት ፍረመለኮት ዓየ ኣብ ዓውድታት ህንጸትን ጽርበትን ከምኡውን ንዕዮኣዊ ብድሆታቱ ዝዝቲ ኢዩ።
እዚ ጽሑፍ ንዝተሰነዱ ዕዮኣዊ ስነቀመማዊ መዓላታት ፍረመለኮት ዓየ ይድህስስ።
እዚ ጽሑፍ ንምስ ብልዒ፡ መስተ፡ ሕርሻ፡ ወ ስነከባቢ ዝተኣሳሰሩ ረብሓታት ፍረመለኮት ዓየ ይድህስስ።
እዚ ካብ መዛግብዕለት ናይ ቆንስል ብሪጣንያ ኣብ ምድረሓበሻ ዝነበረ ኣይቶ ዋልተር ቺቸል ፕላውደን ዝተወስደ ጽሑፍ ኰይኑ፡ ንኣብ ፈለግ ኣባይ ኣብ 1850ታት ዝተኻየደ ውዕሎ ያታዊ ምግፋፍ ዓሳ የዘንቱ።
እዚ ካልኣይ ክፋል ናይቲ ንያታዊ ምግፋፍ ዓሳ ጥዑምማይ ምድረሓበሻ ዝድህስስ ዓንቀጽ ኰይኑ፡ ንባህሊ ምግፋፍ ዓሳ ጥዑምማይ ሹማምንቲ ምድረሓበሻ የቕርብ።