Satellite image of the countries of the Horn of Africa
  • እዚ 3ይ ክፋል ናይ’ቲ “ዝተማቓቐለ ታሪኻት፡ ናይ በለጽ ሽርክነታት፣ መብርሂታት ድሕረባይታ ኲናት ኢትዮጲያን ኤርትራን” ዘርእስቱ ንዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ዝሓለፈ መዋእል ብምምርማር ሳዕቤናቱ ኣብ ህሉው ማሕበረ-ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዝገልጽ ብሪቻርድ ትሪቬሊ ዝተጻሕፈ መጽናዕታዊ ዓንቀጽ ኢዩ። ኣብ መስርሕ ምምስራት መግዛእቲ ጣልያን ኣብ ቅርኒ ኣፍሪቃ ዝተራእዩ ርክባት ተዛረብቲ ትግርኛ ድማ ይትንትን።

    Continue Reading

  • እዚ ጽሑፍ ሓጺር መእተዊ ንቋንቋ ግእዝ ኢዩ።

    Continue Reading

  • እዚ 2ይ ክፋል ናይ’ቲ ንታሪኻዊ ማሕበረ-ፖለቲካዊ ዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኤርትራን ኢቲዮጲያን ኣብ ዝሓለፈ መዋእል ብምምርማር፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ክልቲኡ ሃገራት ዘስዓቦ ውጽኢት ዘቕርብ ብሪቻርድ ትሪቬሊ ኣብ 1998 ዝተዳለወ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ኢዩ። ካብ 1700 ክሳብ መወዳእታ 1800 ዝተራእዩ ክስተታትን ሳዕቤናቶምን ክንፍትሽ ኢና።

    Continue Reading

ተልእኾ ዌብሳይት

ርትዓዊ ሓበሬታ፡ ነቐፌታውን ሃናጽን ትንታኔ ከምኡ’ውን ማሃርቲ ትሕዝቶታት ብምቕራብ፡ ኣብ ምሕዳስን ምምዕባልን ትካላት ትምህርቲ፡ ቁጠባን ምሕደራን ኢቲዮ-ኤሪትራ ኣበርክቶ ምግባር ኢዩ ባህግና። ዝርዝር ዕላማታት ኤሪዮጲያ እዞም ዝስዕቡ ኢዮም:

  • ልማድ መጽናዕትን ተተግባሪ ምርምርን ኣብ ኢቲዮ-ኤሪትራውያን ምስራጽ።
  • ኢቲዮ-ኤሪትራውያን ድሌት፡ ክእለታት ከምኡ’ውን ልምድታት ተፈጥሮኣውን ማሕበራውን ስነፍልጠት ከጥርዩ ምትብባዕ።
  • ኢቲዮ-ኤሪትራውያን ንዘለዎም ስነፍልጠታዊ፡ ኣእምሮኣውን ኢደግብራውን ክእለታት ኣብ ዝርከብዎ ከባብን ማሕበረኮምን ኣብ መዓላ ከውዕልዎ ምንቕቓሕ።
  • ኣብ ምምዕባል ኣእምሮኣዊ ባህሊ ኢቲዮ-ኤሪትራ ኣበርክቶ ምግባር።
  • ንኢቲዮ-ኤሪትራውያን ዝያዳ ኣፍልጦ ብዛዕባ ሕብረተሰቦም፡ ታሪኾም ከምኡ’ውን ተፈጥሮ ምድሮም ዘስንቑ ማሃርቲ ትሕዝቶታት ምቕራብ።

Website Mission

We aspire to contribute to the reformation and modernization of Ethio-Eritrean educational, economic and governance institutions by providing objective information, critical and constructive analysis as well as learning resources. The specific goals of Eriyopia are:

  • To help foster habits of study and practical research among Ethio-Eritreans.
  • To encourage Ethio-Eritreans to develop interest, skills and hobbies in the natural and social sciences.
  • To motivate Ethio-Eritreans to apply their acquired scientific, intellectual and technicqal skills in their immediate environment and local communities.
  • To contribute to the development of an intellectual culture in Ethio-Eritrea.
  • To provide Ethio-Eritreans with learning resources about their society, history and geography.