ቈጽለታይን ተዛመድቲ ኣኻውሕን፡ 1ይ ክፋል – ማእከላዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን

እዚ ሓሙሻይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብቈጽለታይን ተዛመድቲ ኣኻውሕን ዝተፈጥሩ ማእከላዊ ወይ መሰጋገሪ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን ዘቕርብ ኢዩ።

ማእከላዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን፥ ቈጽለታያዊ መሬትን ማእከላዊ ዓፍራይፍሉጻይን

እዚ ራብዓይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብቈጽለታያዊ መሬትን ማእከላዊ ዓፍራይፍሉጻይ ኣኻውሕን ዝተፈጥሩ ማእከላዊ ወይ መሰጋገሪ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን ከኣ የቕርብ።