ትርጉም ኣስማት መዓልታት ሰሙን
እዚ ጽሑፍ ትርጉም ኣስማት ዕለታት ሰሙን ብትግርኛ የቕርብ።
ኣብ ስነሕብረተሰብ፡ ታሪኽን ጽንዓተምድርን ኢቲዮ-ኤሪትራ ዘተኰሩ ትሕዝቶታት
እዚ ጽሑፍ ትርጉም ኣስማት ዕለታት ሰሙን ብትግርኛ የቕርብ።
እዚ ዓንቀጽ ንኽፋላት ናይ ቀደም ኢቲዮጲያ ዘቕርብ ኰይኑ፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ ንጥንታዊ ኢቲዮጲያ ዝድህስስ መሰናድኦ ኢዩ።
እዚ ዓንቀጽ ኤውሮጲያውያን ብዛዕባ ኢቲዮጲያ ካብ ጥንቲ ክሳብ 19 ክፍለዘመን ድሕሪ ልደተክርስቶስ ንዝነበሮም ኣረዳድኣ የቕርብ።
እዚ ጽሑፍ ንኣምር ‘ምዕባሌ’ ይድህስስ። መእተዊ ናይ’ቲ ኣብ ሕብረተሰባዊ ምዕባሌ ዘተኰረ ኣስተምህሮ ድማ ኢዩ።
ሕብረተሰብና ክብርታቱን ተመኩሮታቱን ዘንጸባርቑ ብዙሓት ልምድታትን ሕጋጋትን ኣለዎ። ኣብ’ዚ ጸርፊ ከም ንቡር ተቘጺርሉ ዘሎ እዋን፡ ኣቦታትና ብዛዕባ ክፉእ ኣፍ ዝነበሮም ኣመላኽታን ንምውጋዱ ዝሓገግዎም ሕጋጋትን ምቕራብ ኣገዳሲ ኮይኑ ይስመዓኒ። ስለ’ዚ ድማ ኢየ ብዛዕባ ፍርዲ ጸርፊ ኣብ ሕጊ እንዳባ ከበሳ ኤሪትራ ዝምልከት ሕጽር ዝበለ ዓንቀጽ ኣዳልየ ዘለኹ።