ጽማቝ ትሕዝቶ 23 ግንቦት 1997 ዝጸደቐ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ
እዚ ነቲ ዕለት 23 ግንቦት 1997 ብመቘሚ ባይቶ ሃገረ ኤሪትራ ዝጸደቐ፡ ግንከኣ ብሰንኪ ፋሉልነት መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ክሳብ ሎሚ ዘይተተግበረ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ ጸሚቑ ዘቕርብ ዓንቀጽ ኢዩ።
ኣብ ስነሕብረተሰብ፡ ታሪኽን ጽንዓተምድርን ኢቲዮ-ኤሪትራ ዘተኰሩ ትሕዝቶታት
እዚ ነቲ ዕለት 23 ግንቦት 1997 ብመቘሚ ባይቶ ሃገረ ኤሪትራ ዝጸደቐ፡ ግንከኣ ብሰንኪ ፋሉልነት መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ክሳብ ሎሚ ዘይተተግበረ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ ጸሚቑ ዘቕርብ ዓንቀጽ ኢዩ።
እዚ መዘከሪ ቃላት፡ ኣብ፣ዚ ነቑጣ መርበብ ሓበሬታ ንእንረኽቦም፡ ካብ በ ክሳብ ተ ብዘለዉ ፊደላት ንዝፍልሙ ስነምድራውያንን ስነማዕድናውያንን ቃላት ሓጺር መግለጺ ይህብ።
እዚ ዓንቀጽ ንዓረበኛታት (ቋንቋ ዓረብ ዝጥቀሙ) ተረኽቲ፡ ስነምድረኛታትን ካልኦት ጸሓፍትን ብዛዕባ ሓበሻ ዘለዎም መረዳእታ ዝፍትሽ ኢዩ።
እዚ ዓሰርተ-ሻሙናይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብጽኑዓያትን ተዛመድቲ ኣኻውሕን ዝተፈጥረ ሳልሳዊ እሳተጎመራዊ መሬታት ምድህሳስ ይቕጽል።
እዚ ዓሰርተ-ሻውዓይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብጽኑዓያትን ተዛመድቲ ኣኻውሕን ዝተፈጥረ ሳልሳዊ እሳተጎመራዊ መሬታት ይፍትሽ።