ጽማቝ ትሕዝቶ 23 ግንቦት 1997 ዝጸደቐ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ
እዚ ነቲ ዕለት 23 ግንቦት 1997 ብመቘሚ ባይቶ ሃገረ ኤሪትራ ዝጸደቐ፡ ግንከኣ ብሰንኪ ፋሉልነት መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ክሳብ ሎሚ ዘይተተግበረ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ ጸሚቑ ዘቕርብ ዓንቀጽ ኢዩ።
ሕብረተሰባዊ፡ ትምህርታዊ ከምኡ’ውን ሕጋዊ ታሪኽ ኢትዮ-ኤሪትራ
እዚ ነቲ ዕለት 23 ግንቦት 1997 ብመቘሚ ባይቶ ሃገረ ኤሪትራ ዝጸደቐ፡ ግንከኣ ብሰንኪ ፋሉልነት መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ክሳብ ሎሚ ዘይተተግበረ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ ጸሚቑ ዘቕርብ ዓንቀጽ ኢዩ።
እዚ ዓንቀጽ ንዓረበኛታት (ቋንቋ ዓረብ ዝጥቀሙ) ተረኽቲ፡ ስነምድረኛታትን ካልኦት ጸሓፍትን ብዛዕባ ሓበሻ ዘለዎም መረዳእታ ዝፍትሽ ኢዩ።
እዚ ጽሑፍ ንኣፍልጦ ሄሮዶቶስ ብዛዕባ ክፍለዓለም ኣፍሪቃ ይድህስስ።
እዚ ዓንቀጽ ንኽፋላት ናይ ቀደም ኢቲዮጲያ ዘቕርብ ኰይኑ፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ ንጥንታዊ ኢቲዮጲያ ዝድህስስ መሰናድኦ ኢዩ።
እዚ ዓንቀጽ ኤውሮጲያውያን ብዛዕባ ኢቲዮጲያ ካብ ጥንቲ ክሳብ 19 ክፍለዘመን ድሕሪ ልደተክርስቶስ ንዝነበሮም ኣረዳድኣ የቕርብ።