ጽንብል ጥምቀት ኣብ ዘመነ መስፍንነት ራእሲ ሚካኤል ሱሑል
እዚ ጽሑፍ ንኣጸናብላ ጥምቀት ኣብ ምድረትግርኛ ብግዜ መስፍንነት ራእሲ ሚካኤል ሱሑል ኣብ ጥሪ 1770 ዝገልጽ ኢዩ።
ቋንቋታት፡ ያታታት፡ ልምድታት፡ እምነታትን ስነምግባርን ሕብረተሰብ ኢቲዮ-ኤሪትራ
እዚ ጽሑፍ ንኣጸናብላ ጥምቀት ኣብ ምድረትግርኛ ብግዜ መስፍንነት ራእሲ ሚካኤል ሱሑል ኣብ ጥሪ 1770 ዝገልጽ ኢዩ።
እዚ ዓንቀጽ ምንጪ ናይ ትግርኛ ኣስማት ኣዋርሕን ትርጉማቱን ይድህስስ።
እዚ ዓንቀጽ ንስርዓተ-ዓመታት ያታዊ ዓውደግዜ ኤሪ-ኢቲዮጲያ ዝድህስስ ኢዩ።
እዚ ጽሑፍ ትርጉም ኣስማት ዕለታት ሰሙን ብትግርኛ የቕርብ።
ሕብረተሰብና ክብርታቱን ተመኩሮታቱን ዘንጸባርቑ ብዙሓት ልምድታትን ሕጋጋትን ኣለዎ። ኣብ’ዚ ጸርፊ ከም ንቡር ተቘጺርሉ ዘሎ እዋን፡ ኣቦታትና ብዛዕባ ክፉእ ኣፍ ዝነበሮም ኣመላኽታን ንምውጋዱ ዝሓገግዎም ሕጋጋትን ምቕራብ ኣገዳሲ ኮይኑ ይስመዓኒ። ስለ’ዚ ድማ ኢየ ብዛዕባ ፍርዲ ጸርፊ ኣብ ሕጊ እንዳባ ከበሳ ኤሪትራ ዝምልከት ሕጽር ዝበለ ዓንቀጽ ኣዳልየ ዘለኹ።