ኣብ 330-356 ድሕሪ ልደተክርስቶስ ብቋንቋታት ግሪኽ፡ ሳባን ጥንታዊ ግእዝን ዝተወቕረ ሓወልቲ ኤዛና

ታሪኽ ልሳነ ግእዝ.

እዚ ጽሑፍ ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ይምልስ: ግእዝ ከመይ ኢሉ’ዩ ተወሊዱን ማዕቢሉን? ኩነታት ግእዝ ቅድምን ድሕርን ንግስነት ኣኽሱም ከመይ ነይሩ? ቋንቋ ግእዝ ከመይ ኢሉ ኢዩ ተዳኺሙ? ሓድግታትን ህሉው ኩነታትን ቋንቋ ግእዝ ከመይ ይመስል?

ስእሊ ኣብ ዓለምና ብዕቤታ ካልኣይ ደረጃ እትስራዕ ናይ ግንቢ ሰዓት

ስለምንታይ ኢዩ ዓውደኣዋርሕ ግእዝ ካብ ካልኦት ዓውድታታዋርሕ ኣብ ኣቋጻጽራ ዓመታት ዝፍለ?

እዚ ጽሑፍ፡ ስለምንታይ ዓውደኣዋርሕ ግእዝ ካብ ካልኦት ዓውድታትኣዋርሕ ኣብ ኣቋጻጽራ ዓመታት ከምዝፍለ የረድእ። ኣካል ናይቲ ንያታዊ ኣተሓሳስባ ግዜ ኢቲዮ-ኤሪትራ ዘቕርብ ተኻታታሊ መሰናድኦ ድማ ኢዩ።