ስነምድራውን ስነማዕድናውን መዘከሪ ቃላት፥ ለ-ሐ
እዚ መዘከሪ ቃላት፡ ኣብ፣ዚ ነቑጣ መርበብ ሓበሬታ ንእንረኽቦም፡ ካብ ሀ ክሳብ ሐ ብዘለዉ ፊደላት ዝጅምሩ ስነምድራውያንን ስነማዕድናውያንን ቃላት ብሕጽር ዝበለ መንገዲ ይትርጉም።
መጽናዕትታት ተፈጥሮ ኤሪ-ኢቲዮጲያ
እዚ መዘከሪ ቃላት፡ ኣብ፣ዚ ነቑጣ መርበብ ሓበሬታ ንእንረኽቦም፡ ካብ ሀ ክሳብ ሐ ብዘለዉ ፊደላት ዝጅምሩ ስነምድራውያንን ስነማዕድናውያንን ቃላት ብሕጽር ዝበለ መንገዲ ይትርጉም።
እዚ ዓሰርተ-ካልኣይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብኩሩሻዊ ቀጽዖታት ዝቘሙ ካልኣዊ መሬታት ይድህስስ።
እዚ ዓስራይ-ቀዳማይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብእምነእንቁላሊሓዊ ቀጽዖታት ዝተፈጥሩ ካልኣዊ መሬታት ይፍትሽ።
እዚ ዓስራይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብስላሳዊ ቀጽዖታት ዝቘሙ ካልኣዊ መሬታት ይድህስስ።
እዚ ታሻዓይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብነባረታይ፡ ኣደንጋረታይ፡ ወዘተረፈ ኣኻውሕ ዝተፈጥሩ ካልኣዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን ይፍትሽ።