ቀዳማዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን፥ ስርነታይ፡ ቁልዓይ፡ ተዛመድቲ ኣኻውሕን
እዚ ጽሑፍ 2ይ ክፋል ናይቲ ብፈረንሳውያን ዳህሰስቲ ኣይቶ ፈሬትን ኣይቶ ጋሊኒየርን ኣብ 1847 ዝቐረበ ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብስርነታይ፡ ቁልዓይ፡ ተዛመድቲ ኣኻውሕን ዝቘሙ ቀዳማዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን ይድህስስ።
መጽናዕትታት ተፈጥሮ ኤሪ-ኢቲዮጲያ
እዚ ጽሑፍ 2ይ ክፋል ናይቲ ብፈረንሳውያን ዳህሰስቲ ኣይቶ ፈሬትን ኣይቶ ጋሊኒየርን ኣብ 1847 ዝቐረበ ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብስርነታይ፡ ቁልዓይ፡ ተዛመድቲ ኣኻውሕን ዝቘሙ ቀዳማዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን ይድህስስ።
እዚ ጽሑፍ መእተዊ ናይቲ ብፈረንሳውያን ዳህሰስቲ ኣይቶ ፈሬትን ኣይቶ ጋሊኒየርን ኣብ 1847 ዝቐረበ ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኢዩ።
እዚ ጽሑፍ ምስ ስነምድሪ፡ ዓውደትምህርታት ስነምድሪ ከምኡ’ውን ዕዮታት ስነምድረኛታት የላሊ።
እዚ ጽሑፍ ንገለጻታት ሄሮዶቶስ ብዛዕባ ጽንዓተምድሪ ጥንታዊ ኢቲዮጲያ የቕርብ።
እዚ ዓንቀጽ ምስ ተፈጥሮኣዊ ታሪኽ ዘላሊ ኢዩ።