ስለምንታይ ኢዩ ሄሮዶቶስ “ኣቦ ታሪኽ” ተባሂሉ ዝጽዋዕ
እዚ ዓንቀጽ ሄሮዶቶስ “ኣቦ ታሪኽ” ተባሂሉ ክስመ ዝገበሩ መኽንያታት ይዝርዝር።
ማሃርትን ኣስተምሃርትን ትሕዝቶታት
እዚ ዓንቀጽ ሄሮዶቶስ “ኣቦ ታሪኽ” ተባሂሉ ክስመ ዝገበሩ መኽንያታት ይዝርዝር።
እዚ ጽሑፍ፡ ንታሪኽ ሂወት እቲ ንዓውደመጽናዕቲ ታሪኽ ዘቘመ ግሪኻዊ ሊቕ ሄሮዶቶስ ዝድህስስ ኢዩ።
እዚ ጽሑፍ ንኣምር ‘ምዕባሌ’ ይድህስስ። መእተዊ ናይ’ቲ ኣብ ሕብረተሰባዊ ምዕባሌ ዘተኰረ ኣስተምህሮ ድማ ኢዩ።
ኣብ ዓውዲ ፖለቲካዊ ፍልጠት፡ 2 ብዙሕ ግዜ ዝደጋገሙ ቃላት ኣለዉ። ንሳቶም ከኣ ‘ፖለቲከኛ’ (politician) ከምኡ’ውን ‘ሃገረኛ’ ወይ ‘ናይ ሃገር ሰብ’ (statesman) ኢዮም። መብዛሕትኡ ሰብ እንዳቀያየረ ይጥቀመሎም። እንተዀነ ግና ዝተፈላለየ ትርጉም ዝሓዘሉ ኢዮም።