ወተሃደራዊ ኣጽዋር ኢቲዮጲያውያን ኣብ 5ይ ዘመን ቅድሚ ልደተክርስቶስ
እዚ ጽሑፍ ንወተሃደራዊ ኣጽዋር ጥንታውያን ኢቲዮጲያውያን ኣብ 5ይ ዘመን ቅድሚ ልደተክርስቶስ ዝገልጽ ኢዩ።
መንግስታዊ፡ ወተሃደራውን ዲፕሎማሲያውን ታሪኽ ኢቲዮ-ኤሪትራ ከምኡ’ውን ኣገደስቲ ፖለቲካውያን ፍጻሜታት
እዚ ጽሑፍ ንወተሃደራዊ ኣጽዋር ጥንታውያን ኢቲዮጲያውያን ኣብ 5ይ ዘመን ቅድሚ ልደተክርስቶስ ዝገልጽ ኢዩ።
ኣብ ዓውዲ ፖለቲካዊ ፍልጠት፡ 2 ብዙሕ ግዜ ዝደጋገሙ ቃላት ኣለዉ። ንሳቶም ከኣ ‘ፖለቲከኛ’ (politician) ከምኡ’ውን ‘ሃገረኛ’ ወይ ‘ናይ ሃገር ሰብ’ (statesman) ኢዮም። መብዛሕትኡ ሰብ እንዳቀያየረ ይጥቀመሎም። እንተዀነ ግና ዝተፈላለየ ትርጉም ዝሓዘሉ ኢዮም።
እዚ ዓንቀጽ ንኣተሓሳስባን ፖሊሲታትን ህግሓኤ/ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ዴሞክራሲ ዝፍትሽ ኢዩ።
እዚ ዓንቀጽ ከመይ ኢሉ ኣብ ኤርትራ ሰፊኑ ዘሎ ጭቈና ብስቱርን ቀስብቐስን ከም ዝማዕበለ ዝገልጽ ኢዩ።
እዚ ናይ፣ቲ ንበለጻዊ ሽርክነታት ውድባት ሓርነት ኤርትራን ትግራይን ዝገልጽ፡ ከምኡ፣ውን ንኣብ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዘኸተሎ ሳዕቤናት ዘብርህ፡ ንዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣመልኪቱ ሪቻርድ ትሪቨሊ ዘቕረቦ ዓሚቝን ሰፊሕን መጽናዕታዊ ፖለቲካዊ ታሪኽ መደምደምታ ኢዩ።