ዝምድናታት ከበሳን ትግራይን ካብ 1980 ክሳብ 1991
ኣብ’ዚ 6ይ ክፋል “ዝተማቓቐለ ታሪኻት፡ ናይ በለጽ ሽርክነታት፣ መብርሂታት ድሕረባይታ ኲናት ኢትዮጲያን ኤርትራን” ዘርእስቱ ብሪቻርድ ትሪቨሊ ዝተዳለወ መጽናዕታዊ ጽሑፍ፡ ዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ሓርነት ኤርትራ ካብ 1980 ክሳብ 1991 ብሓፈሻ፡ ፖለቲካውያን ውድባት ኤርትራን ትግራይን ድማ ብፍላይ ክንግምግም ኢና።