ሩፍራፍፍሉጻይ፡ ቦኽራይን ዓፍራይፍሉጻይን – ቀዳማዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን
እዚ ሳልሳይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ካብቲ ብፈረንሳውያን ዳህሰስቲ ኣይቶ ፈሬትን ኣይቶ ጋሊኒየርን ኣብ 1847 ዝተሓትመ መጽሓፍ ዝተዳለወ ኢዩ። ንብሩፍራፍፍሉጻይ፡ ቦኽራይ ከምኡ’ውን ዓፍራይፍሉጻይ ኣኻውሕ ዝቘሙ ቀዳማዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን ከኣ የቕርብ።
እዚ ሳልሳይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ካብቲ ብፈረንሳውያን ዳህሰስቲ ኣይቶ ፈሬትን ኣይቶ ጋሊኒየርን ኣብ 1847 ዝተሓትመ መጽሓፍ ዝተዳለወ ኢዩ። ንብሩፍራፍፍሉጻይ፡ ቦኽራይ ከምኡ’ውን ዓፍራይፍሉጻይ ኣኻውሕ ዝቘሙ ቀዳማዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን ከኣ የቕርብ።
እዚ ንትርጓሜ ናይቲ ብዛዕባ መስርሕ ምዕባይን ምሕባርን ንግስነት ኣኽሱም ዝሕብረና ጽሕፈት ሓወልቲ ኣዱሊስ ዘቕርብ ኢዩ።
እዚ ጽሑፍ 2ይ ክፋል ናይቲ ብፈረንሳውያን ዳህሰስቲ ኣይቶ ፈሬትን ኣይቶ ጋሊኒየርን ኣብ 1847 ዝቐረበ ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብስርነታይ፡ ቁልዓይ፡ ተዛመድቲ ኣኻውሕን ዝቘሙ ቀዳማዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን ይድህስስ።
እዚ ጽሑፍ መእተዊ ናይቲ ብፈረንሳውያን ዳህሰስቲ ኣይቶ ፈሬትን ኣይቶ ጋሊኒየርን ኣብ 1847 ዝቐረበ ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኢዩ።
እዚ 3ይ ክፋል ናይ’ቲ “ዝተማቓቐለ ታሪኻት፡ ናይ በለጽ ሽርክነታት፣ መብርሂታት ድሕረባይታ ኲናት ኢትዮጲያን ኤርትራን” ዘርእስቱ ንዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ዝሓለፈ መዋእል ብምምርማር ሳዕቤናቱ ኣብ ህሉው ማሕበረ-ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዝገልጽ ብሪቻርድ ትሪቬሊ ዝተጻሕፈ መጽናዕታዊ ዓንቀጽ ኢዩ። ኣብ መስርሕ ምምስራት መግዛእቲ ጣልያን ኣብ ቅርኒ ኣፍሪቃ ዝተራእዩ ርክባት ተዛረብቲ ትግርኛ ድማ ይትንትን።