መእተዊ ንስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንንእዚ ጽሑፍ መእተዊ ናይቲ ብፈረንሳውያን ዳህሰስቲ ኣይቶ ፈሬትን ኣይቶ ጋሊኒየርን ኣብ 1847 ዝቐረበ ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኢዩ። By Abrhaley T. Habte (ኣብርሃለይ ተስፋጌርግስ), 1 year19 June 2024 ago