ነባረታይ፡ ኣደንጋረታይ፡ ወዘተረፈ – ካልኣዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን

እዚ ታሻዓይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብነባረታይ፡ ኣደንጋረታይ፡ ወዘተረፈ ኣኻውሕ ዝተፈጥሩ ካልኣዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን ይፍትሽ።

ቈጽለታይን ተዛመድቲ ኣኻውሕን፡ 2ይ ክፋል – ማእከላዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን

እዚ ሻዱሻይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብቈጽለታይን ተዛመድቲ ኣኻውሕን ዝቘሙ መሰጋገሪ ወይ ማእከላዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን ምፍታሽ ይቕጽል።