ኣብ 330-356 ድሕሪ ልደተክርስቶስ ብቋንቋታት ግሪኽ፡ ሳባን ጥንታዊ ግእዝን ዝተወቕረ ሓወልቲ ኤዛና

ታሪኽ ልሳነ ግእዝ.

እዚ ጽሑፍ ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ይምልስ: ግእዝ ከመይ ኢሉ’ዩ ተወሊዱን ማዕቢሉን? ኩነታት ግእዝ ቅድምን ድሕርን ንግስነት ኣኽሱም ከመይ ነይሩ? ቋንቋ ግእዝ ከመይ ኢሉ ኢዩ ተዳኺሙ? ሓድግታትን ህሉው ኩነታትን ቋንቋ ግእዝ ከመይ ይመስል?