ጽንብል ጥምቀት ኣብ ዘመነ መስፍንነት ራእሲ ሚካኤል ሱሑልእዚ ጽሑፍ ንኣጸናብላ ጥምቀት ኣብ ምድረትግርኛ ብግዜ መስፍንነት ራእሲ ሚካኤል ሱሑል ኣብ ጥሪ 1770 ዝገልጽ ኢዩ። By Abrhaley T. Habte (ኣብርሃለይ ተስፋጌርግስ), 10 months22 January 2025 ago