ፖለቲካዊ ምንጽጻል ምድሪ-ባሕርን ትግራይን (ካብ 1700 ክሳብ መወዳእታ ክፋል 1800)
እዚ 2ይ ክፋል ናይ’ቲ ንታሪኻዊ ማሕበረ-ፖለቲካዊ ዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኤርትራን ኢቲዮጲያን ኣብ ዝሓለፈ መዋእል ብምምርማር፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ክልቲኡ ሃገራት ዘስዓቦ ውጽኢት ዘቕርብ ብሪቻርድ ትሪቬሊ ኣብ 1998 ዝተዳለወ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ኢዩ። ካብ 1700 ክሳብ መወዳእታ 1800 ዝተራእዩ ክስተታትን ሳዕቤናቶምን ክንፍትሽ ኢና።