በለጻዊ ሽርክነታት ባዕለን ዝተሸየማ ምንቅስቓሳት ሓርነት ኤርትራን ትግራይን ሳዕቤናቱን
እዚ ናይ፣ቲ ንበለጻዊ ሽርክነታት ውድባት ሓርነት ኤርትራን ትግራይን ዝገልጽ፡ ከምኡ፣ውን ንኣብ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዘኸተሎ ሳዕቤናት ዘብርህ፡ ንዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣመልኪቱ ሪቻርድ ትሪቨሊ ዘቕረቦ ዓሚቝን ሰፊሕን መጽናዕታዊ ፖለቲካዊ ታሪኽ መደምደምታ ኢዩ።
እዚ ናይ፣ቲ ንበለጻዊ ሽርክነታት ውድባት ሓርነት ኤርትራን ትግራይን ዝገልጽ፡ ከምኡ፣ውን ንኣብ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዘኸተሎ ሳዕቤናት ዘብርህ፡ ንዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣመልኪቱ ሪቻርድ ትሪቨሊ ዘቕረቦ ዓሚቝን ሰፊሕን መጽናዕታዊ ፖለቲካዊ ታሪኽ መደምደምታ ኢዩ።
ኣብ’ዚ 8ይ ክፋል ናይ’ቲ “ዝተማቓቐለ ታሪኻት፡ ናይ በለጽ ሽርክነታት፣ መብርሂታት ድሕረባይታ ኲናት ኢትዮጲያን ኤርትራን” ዘርእስቱ ንዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ዝሓለፈ መዋእል ብምምርማር ሳዕቤናቱ ኣብ ህሉው ማሕበረ-ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዝገልጽ ብሪቻርድ ትሪቬሊ ዝተጻሕፈ መጽናዕታዊ ዓንቀጽ፡ ድሕሪ ምክያድ ሪፈረንደም ክሳብ ኲናት ኢትዮጲያን ኤርትራን ዝተወለዓሉ ግዜ ዝተራእዩ ፍጻሜታትን ሳዕቤናቶምን ክንትንትን ኢና።