ዝምድናታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ካብ 1993 ክሳብ 1998

ኣብ’ዚ 8ይ ክፋል ናይ’ቲ “ዝተማቓቐለ ታሪኻት፡ ናይ በለጽ ሽርክነታት፣ መብርሂታት ድሕረባይታ ኲናት ኢትዮጲያን ኤርትራን” ዘርእስቱ ንዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ዝሓለፈ መዋእል ብምምርማር ሳዕቤናቱ ኣብ ህሉው ማሕበረ-ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዝገልጽ ብሪቻርድ ትሪቬሊ ዝተጻሕፈ መጽናዕታዊ ዓንቀጽ፡ ድሕሪ ምክያድ ሪፈረንደም ክሳብ ኲናት ኢትዮጲያን ኤርትራን ዝተወለዓሉ ግዜ ዝተራእዩ ፍጻሜታትን ሳዕቤናቶምን ክንትንትን ኢና።

ዝምድናታት ከበሳን ትግራይን ካብ ምጅማር ቃልሲ ሓርነት ኤርትራ ክሳብ 1980

ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ሓሙሻይ ክፋል “ዝተማቓቐለ ታሪኻት፡ ናይ በለጽ ሽርክነታት፣ መብርሂታት ድሕረባይታ ኲናት ኢትዮጲያን ኤርትራን” ዘርእስቱ ንዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ዝሓለፈ መዋእል ብምምርማር ሳዕቤናቱ ኣብ ህሉው ማሕበረ-ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዝገልጽ ብሪቻርድ ትሪቬሊ ዝተጻሕፈ መጽናዕታዊ ዓንቀጽ፡ ዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ብሓፈሻ፡ ፖለቲካውያን ውድባት ኤርትራን ትግራይን ድማ ብፍላይ ካብ ምጅማር ቃልሲ ሓርነት ኤርትራ ክሳብ 1980 ክንምርምር ኢና።