ሓበሻ ብዓረበኛዊ ርድኢት
እዚ ዓንቀጽ ንዓረበኛታት (ቋንቋ ዓረብ ዝጥቀሙ) ተረኽቲ፡ ስነምድረኛታትን ካልኦት ጸሓፍትን ብዛዕባ ሓበሻ ዘለዎም መረዳእታ ዝፍትሽ ኢዩ።
ማሃርትን ኣስተምሃርትን ትሕዝቶታት
እዚ ዓንቀጽ ንዓረበኛታት (ቋንቋ ዓረብ ዝጥቀሙ) ተረኽቲ፡ ስነምድረኛታትን ካልኦት ጸሓፍትን ብዛዕባ ሓበሻ ዘለዎም መረዳእታ ዝፍትሽ ኢዩ።
እዚ ጽማቝ ትሕዝቶ ብኣብርሃለይ ተስፋጌርግስ ዝቐረበ ንፍልቀት ፖለቲካዊ ሂወት ምድረሓበሻ ዝድህስስ ውህቦ ኢዩ።
እዚ ዓንቀጽ ንታሪኽ ሂወትን ስራሓትን እቲ ኣዚዩ ወሳኒ ምንጪ ታሪኽ ንግስነት ኣኽሱም ዝዀነ ኣድማሱ ህንዳዊመንገደኛ ዘቕርብ ኢዩ።
እዚ ዓንቀጽ ምስ ተፈጥሮኣዊ ታሪኽ ዘላሊ ኢዩ።
እዚ ጽሑፍ ንትርጓሜታት ገለ ምስ ምዕባሌ ዝዛመዱ ቃላት ብመንጽር ማሕበረ-ቁጠባዊ ኩነታት ኢቲዮ-ኤሪትራ ዝፍትሽ ኢዩ።