መንግስትን ምሕደራን ሃጸይነት ኣኽሱም – 1ይ ክፋል
እዚ 1ይ ክፋል ንቁመና መንግስቲ ወ መሳርዕምሕደራ ሃጸይነት ኣኽሱም ዝድህስስ ዓንቀጽ ኢዩ።
መንግስታዊ፡ ወተሃደራውን ዲፕሎማሲያውን ታሪኽ ኢቲዮ-ኤሪትራ ከምኡ’ውን ኣገደስቲ ፖለቲካውያን ፍጻሜታት
እዚ 1ይ ክፋል ንቁመና መንግስቲ ወ መሳርዕምሕደራ ሃጸይነት ኣኽሱም ዝድህስስ ዓንቀጽ ኢዩ።
እዚ ነቲ ዕለት 23 ግንቦት 1997 ብመቘሚ ባይቶ ሃገረ ኤሪትራ ዝጸደቐ፡ ግንከኣ ብሰንኪ ፋሉልነት መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ክሳብ ሎሚ ዘይተተግበረ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ ጸሚቑ ዘቕርብ ዓንቀጽ ኢዩ።
እዚ ጽማቝ ትሕዝቶ ብኣብርሃለይ ተስፋጌርግስ ዝቐረበ ንፍልቀት ፖለቲካዊ ሂወት ምድረሓበሻ ዝድህስስ ውህቦ ኢዩ።
እዚ ንትርጓሜ ናይቲ ብዛዕባ መስርሕ ምዕባይን ምሕባርን ንግስነት ኣኽሱም ዝሕብረና ጽሕፈት ሓወልቲ ኣዱሊስ ዘቕርብ ኢዩ።
እዚ ዓንቀጽ ንሓወልቲ ኣዱሊስ ዝገልጽ ኢዩ።