ምስ ምዕባሌ ዝመሳሰሉ ቃላትን ትርጉማቶምን
እዚ ጽሑፍ ንትርጓሜታት ገለ ምስ ምዕባሌ ዝዛመዱ ቃላት ብመንጽር ማሕበረ-ቁጠባዊ ኩነታት ኢቲዮ-ኤሪትራ ዝፍትሽ ኢዩ።
ታሪኽ፡ ጽንዓተምድሪ፡ ስነፍልጠት፡ ወ ባህሊ ኢቲዮ-ኤሪትራ
እዚ ጽሑፍ ንትርጓሜታት ገለ ምስ ምዕባሌ ዝዛመዱ ቃላት ብመንጽር ማሕበረ-ቁጠባዊ ኩነታት ኢቲዮ-ኤሪትራ ዝፍትሽ ኢዩ።
እዚ ዓንቀጽ ንስርዓተ-ዓመታት ያታዊ ዓውደግዜ ኤሪ-ኢቲዮጲያ ዝድህስስ ኢዩ።
እዚ ዓንቀጽ ሄሮዶቶስ “ኣቦ ታሪኽ” ተባሂሉ ክስመ ዝገበሩ መኽንያታት ይዝርዝር።
እዚ ጽሑፍ፡ ንታሪኽ ሂወት እቲ ንዓውደመጽናዕቲ ታሪኽ ዘቘመ ግሪኻዊ ሊቕ ሄሮዶቶስ ዝድህስስ ኢዩ።
እዚ ጽሑፍ ትርጉም ኣስማት ዕለታት ሰሙን ብትግርኛ የቕርብ።