ያታዊ መዓልቲ ኢቲዮ-ኤሪትራ
እዚ ጽሑፍ ያታዊ ኣተሓሳስባ ኢቲዮ-ኤሪትራ ብዛዕባ መዓልቲ የቕርብ።
ታሪኽ፡ ጽንዓተምድሪ፡ ስነፍልጠት፡ ወ ባህሊ ኢቲዮ-ኤሪትራ
እዚ ጽሑፍ ያታዊ ኣተሓሳስባ ኢቲዮ-ኤሪትራ ብዛዕባ መዓልቲ የቕርብ።
ኣብ ዓውዲ ፖለቲካዊ ፍልጠት፡ 2 ብዙሕ ግዜ ዝደጋገሙ ቃላት ኣለዉ። ንሳቶም ከኣ ‘ፖለቲከኛ’ (politician) ከምኡ’ውን ‘ሃገረኛ’ ወይ ‘ናይ ሃገር ሰብ’ (statesman) ኢዮም። መብዛሕትኡ ሰብ እንዳቀያየረ ይጥቀመሎም። እንተዀነ ግና ዝተፈላለየ ትርጉም ዝሓዘሉ ኢዮም።
እዚ ዓንቀጽ ንፖለቲካዊ ኣተሓሳስባን ኣካይዳን ህግሓኤ/ህግደፍ ዝፍትሽ ኢዩ።
እዚ ዓንቀጽ ከመይ ኢሉ ኣብ ኤርትራ ሰፊኑ ዘሎ ጭቈና ብስቱርን ቀስብቐስን ከም ዝማዕበለ ዝገልጽ ኢዩ።
እዚ ጽሑፍ፡ ስለምንታይ ዓውደኣዋርሕ ግእዝ ካብ ካልኦት ዓውድታትኣዋርሕ ኣብ ኣቋጻጽራ ዓመታት ከምዝፍለ የረድእ። ኣካል ናይቲ ንያታዊ ኣተሓሳስባ ግዜ ኢቲዮ-ኤሪትራ ዘቕርብ ተኻታታሊ መሰናድኦ ድማ ኢዩ።