ውዕሎ ምግፋፍ ዓሳ ኣብ ፈለግ ኣባይ — ብያታዊ ኣገባብ ሓበሻ
እዚ ካብ መዛግብዕለት ናይ ቆንስል ብሪጣንያ ኣብ ምድረሓበሻ ዝነበረ ኣይቶ ዋልተር ቺቸል ፕላውደን ዝተወስደ ጽሑፍ ኰይኑ፡ ንኣብ ፈለግ ኣባይ ኣብ 1850ታት ዝተኻየደ ውዕሎ ያታዊ ምግፋፍ ዓሳ የዘንቱ።
ኣብ ስነሕብረተሰብ፡ ታሪኽን ጽንዓተምድርን ኢቲዮ-ኤሪትራ ዘተኰሩ ትሕዝቶታት
እዚ ካብ መዛግብዕለት ናይ ቆንስል ብሪጣንያ ኣብ ምድረሓበሻ ዝነበረ ኣይቶ ዋልተር ቺቸል ፕላውደን ዝተወስደ ጽሑፍ ኰይኑ፡ ንኣብ ፈለግ ኣባይ ኣብ 1850ታት ዝተኻየደ ውዕሎ ያታዊ ምግፋፍ ዓሳ የዘንቱ።
እዚ ገጽ ብዛዕባ ኣብዚ ነቑጣ መርበብሓበሬታ ዘለዉ ብፊደላት ረን ሰን ዝፍልሙ ስነቀመማውን ስነነገራውን ቃላት ሓጺር መብርሂ ይህብ።
እዚ ካልኣይ ክፋል ናይቲ ንያታዊ ምግፋፍ ዓሳ ጥዑምማይ ምድረሓበሻ ዝድህስስ ዓንቀጽ ኰይኑ፡ ንባህሊ ምግፋፍ ዓሳ ጥዑምማይ ሹማምንቲ ምድረሓበሻ የቕርብ።
እዚ ገጽ ኣብዚ ነቑጣ መርበብሓበሬታ ንዝርከቡ ካብ ረ ክሳብ ሰ ብዘለዉ ፊደላት ዝጅምሩ ስነሂወታዊ ቃላት ሓጺር መግለጺ ይህብ።
እዚ ቀዳማይ ክፋል ንያታዊ ኣገባባት ምግፋፍ ዓሳ ጥዑምማይ ኣብ ምድረሓበሻ ዝድህስስ ዓንቀጽ ኢዩ።