ቸ-ነ፥ ስነምድራዊ ወ ስነማዕድናዊ መዘከሪቃላት
እዚ መዘከሪ ቃላት፡ ኣብ፣ዚ ነቑጣ መርበብ ሓበሬታ ንእንረኽቦም፡ ብፊደላት እንዳ ቸ ከምኡ፣ውን እንዳ ነ ዝጅምሩ ስነምድራውያንን ስነማዕድናውያንን ቃላት ብሕጽር ዝበለ መንገዲ ይትርጉም።
ታሪኽ፡ ጽንዓተምድሪ፡ ስነፍልጠት፡ ወ ባህሊ ኢቲዮ-ኤሪትራ
እዚ መዘከሪ ቃላት፡ ኣብ፣ዚ ነቑጣ መርበብ ሓበሬታ ንእንረኽቦም፡ ብፊደላት እንዳ ቸ ከምኡ፣ውን እንዳ ነ ዝጅምሩ ስነምድራውያንን ስነማዕድናውያንን ቃላት ብሕጽር ዝበለ መንገዲ ይትርጉም።
እዚ መበል ዒስራ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንዘመናዊ መሬታት ምድህሳስ ይቕጽል።
እዚ ጽሑፍ ሓፈሻዊ መእተዊ ነገራዊ ስነፍልጠትን ዓውደትምህርታቱን ኢዩ።
እዚ ጽሑፍ መላለዪ ስነፍልጠት ሂወትን ዓውደትምህርታቱን ኢዩ።
እዚ ጽሑፍ ሓፈሻዊ መላለዪ ተፈጥሮኣዊ ስነፍልጠትን ጨናፍሩን ኢዩ።