-
ቸ-ነ፥ ስነምድራዊ ወ ስነማዕድናዊ መዘከሪቃላት
እዚ መዘከሪ ቃላት፡ ኣብ፣ዚ ነቑጣ መርበብ ሓበሬታ ንእንረኽቦም፡ ብፊደላት እንዳ ቸ ከምኡ፣ውን እንዳ ነ ዝጅምሩ ስነምድራውያንን ስነማዕድናውያንን ቃላት ብሕጽር ዝበለ መንገዲ ይትርጉም።
-
Modern Terrains of Tigrinyaland and Semien — Part 2
This is the twentieth installment of the geological description of Tigrinyaland and Semien, and it continues the examination of modern terrains.
-
ዘመናዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን – 2ይ ክፋል
እዚ መበል ዒስራ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንዘመናዊ መሬታት ምድህሳስ ይቕጽል።