-
ዘመናዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን — 1ይ ክፋል
እዚ ዓሰርተ-ታሻዓይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንዘመናዊ መሬታት ይፍትሽ።
-
ጽማቝ ትሕዝቶ 23 ግንቦት 1997 ዝጸደቐ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ
እዚ ነቲ ዕለት 23 ግንቦት 1997 ብመቘሚ ባይቶ ሃገረ ኤሪትራ ዝጸደቐ፡ ግንከኣ ብሰንኪ ፋሉልነት መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ክሳብ ሎሚ ዘይተተግበረ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ ጸሚቑ ዘቕርብ ዓንቀጽ ኢዩ።
-
በ-ተ፥ ስነምድራውን ስነማዕድናውን መዘከሪ ቃላት
እዚ መዘከሪ ቃላት፡ ኣብ፣ዚ ነቑጣ መርበብ ሓበሬታ ንእንረኽቦም፡ ካብ በ ክሳብ ተ ብዘለዉ ፊደላት ንዝፍልሙ ስነምድራውያንን ስነማዕድናውያንን ቃላት ሓጺር መግለጺ ይህብ።