-
ሸ-ቀ፥ ስነምድራውን ስነማዕድናውን መዘከሪ ቃላት
እዚ መዘከሪ ቃላት፡ ኣብ፣ዚ ነቑጣ መርበብ ሓበሬታ ንእንረኽቦም፡ ካብ ሸ ክሳብ ቀ ብዘለዉ ፊደላት ንዝፍልሙ ስነምድራውያንን ስነማዕድናውያንን ቃላት ሓጺር መግለጺ ይህብ።
-
An Overview of Abyssinian Political History
This is a summary of a presentation made by Abrhaley Tesfagergs Habte which explores the evolution of Abyssinian political life since the emergence of the first states in the region.
-
መጠቓለሊ ፖለቲካዊ ታሪኽ ምድረሓበሻ
እዚ ጽማቝ ትሕዝቶ ብኣብርሃለይ ተስፋጌርግስ ዝቐረበ ንፍልቀት ፖለቲካዊ ሂወት ምድረሓበሻ ዝድህስስ ቅርቦት ኢዩ።