-
ሳልሳዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን
እዚ ዓሰርተ-ሳልሳይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንሳልሳዊ መሬታት ይፍትሽ።
-
መ – ስነምድራውን ስነማዕድናውን መዘከሪ ቃላት
እዚ መዘከሪ ቃላት፡ ኣብ፣ዚ ነቑጣ መርበብ ሓበሬታ ንእንረኽቦም፡ ብፊደላት እንዳ-መ ዝፍልሙ ስነምድራውያንን ስነማዕድናውያንን ቃላት ብሕጽር ዝበለ መንገዲ ይገልጽ።
-
ስነምድራውን ስነማዕድናውን መዘከሪ ቃላት፥ ሀ-ሐ
እዚ መዘከሪ ቃላት፡ ኣብ፣ዚ ነቑጣ መርበብ ሓበሬታ ንእንረኽቦም፡ ካብ ሀ ክሳብ ሐ ብዘለዉ ፊደላት ንዝጅምሩ ስነምድራውያንን ስነማዕድናውያንን ቃላት ሕጽር ዝበለ መግለጺ ይህብ።