-
ካልኣዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን፥ ፍሓሚ መሬት
እዚ ሻሙናይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንተቓጻሊ ቀጽዖታት ካልኣዊ መሬት ምድረትግርኛን ሰሜንን ይፍትሽ።
-
Syenite – Intermediate Lands of Tigrinyaland and Semien
This is the seventh installment of the geological description of Tigrinyaland and Semien, and it discusses the transitional or intermediate lands of Tigrinyaland and Semien composed of syenite rocks.
-
ሳይነታይ – ማእከላዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን
እዚ ሻውዓይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብኣኻውሕ ሳይነታይ ዝተፈጥሩ መሰጋገሪ ወይ ማእከላዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን ይድህስስ።