• ዝምድናታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ካብ 1993 ክሳብ 1998

    ኣብ’ዚ 8ይ ክፋል ናይ’ቲ “ዝተማቓቐለ ታሪኻት፡ ናይ በለጽ ሽርክነታት፣ መብርሂታት ድሕረባይታ ኲናት ኢትዮጲያን ኤርትራን” ዘርእስቱ ንዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ዝሓለፈ መዋእል ብምምርማር ሳዕቤናቱ ኣብ ህሉው ማሕበረ-ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዝገልጽ ብሪቻርድ ትሪቬሊ ዝተጻሕፈ መጽናዕታዊ ዓንቀጽ፡ ድሕሪ ምክያድ ሪፈረንደም ክሳብ ኲናት ኢትዮጲያን ኤርትራን ዝተወለዓሉ ግዜ ዝተራእዩ ፍጻሜታትን ሳዕቤናቶምን ክንትንትን ኢና።

    ምንባብ ቀጽል (Continue Reading)

  • ርክባት ኤርትራን ኢትዮጲያን ካብ ኤርትራ ሓራ ዝወጸትሉ ክሳብ ሪፈረንደም ዝተኻየደሉ

    እዚ 7ይ ክፋል ናይ’ቲ “ዝተማቓቐለ ታሪኻት፡ ናይ በለጽ ሽርክነታት፣ መብርሂታት ድሕረባይታ ኲናት ኢትዮጲያን ኤርትራን” ዘርእስቱ ንዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ዝሓለፈ መዋእል ብምምርማር ሳዕቤናቱ ኣብ ህሉው ማሕበረ-ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዝገልጽ ብሪቻርድ ትሪቬሊ ዝተጻሕፈ መጽናዕታዊ ዓንቀጽ ኢዩ። ሎሚ ድሕሪ ምጉንጻፍ ሓርነት ኤርትራ ክሳብ እዋን ሪፈረንደም ዝነበሩ ማሕበረ-ፖለቲካውን ቁጠባውን ፍጻሜታት ክንትንትን ኢና።

    ምንባብ ቀጽል (Continue Reading)

  • ዝምድናታት ከበሳን ትግራይን ካብ 1980 ክሳብ 1991

    ኣብ’ዚ 6ይ ክፋል “ዝተማቓቐለ ታሪኻት፡ ናይ በለጽ ሽርክነታት፣ መብርሂታት ድሕረባይታ ኲናት ኢትዮጲያን ኤርትራን” ዘርእስቱ ብሪቻርድ ትሪቨሊ ዝተዳለወ መጽናዕታዊ ጽሑፍ፡ ዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ሓርነት ኤርትራ ካብ 1980 ክሳብ 1991 ብሓፈሻ፡ ፖለቲካውያን ውድባት ኤርትራን ትግራይን ድማ ብፍላይ ክንግምግም ኢና።

    ምንባብ ቀጽል (Continue Reading)