-
The Uses of Abyssinian Euphorbia Tree
This post lists some of the traditional and modern documented usages of the Abyssinian spurge.
-
ጠቕምታት ገረብ ቆልቋል ሓበሻ
እዚ ጽሑፍ ንዝተፈላለዩ ዝተሰነዱ ጠቕምታት ቆልቋል ሓበሻ ይድህስስ።
-
ስነቀመማውን ስነነገራውን መዘከሪ ቃላት፥ ሀ-ሐ
እዚ ገጽ ኣብዚ ነቑጣ መርበብሓበሬታ ንዝርከቡ ካብ ሀ ክሳብ ሐ ብዘለዉ ፊደላት ዝጅምሩ ስነቀመማውን ስነነገራውን ቃላት ሓጺር መብርሂ የቕርብ።