ጽማቝ ትሕዝቶ 23 ግንቦት 1997 ዝጸደቐ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ
እዚ ነቲ ዕለት 23 ግንቦት 1997 ብመቘሚ ባይቶ ሃገረ ኤሪትራ ዝጸደቐ፡ ግንከኣ ብሰንኪ ፋሉልነት መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ክሳብ ሎሚ ዘይተተግበረ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ ጸሚቑ ዘቕርብ ዓንቀጽ ኢዩ።
እዚ ነቲ ዕለት 23 ግንቦት 1997 ብመቘሚ ባይቶ ሃገረ ኤሪትራ ዝጸደቐ፡ ግንከኣ ብሰንኪ ፋሉልነት መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ክሳብ ሎሚ ዘይተተግበረ ቅዋም ሃገረ ኤሪትራ ጸሚቑ ዘቕርብ ዓንቀጽ ኢዩ።
እዚ ካልኣይ ክፋል ናይቲ ንያታዊ ምግፋፍ ዓሳ ጥዑምማይ ምድረሓበሻ ዝድህስስ ዓንቀጽ ኰይኑ፡ ንባህሊ ምግፋፍ ዓሳ ጥዑምማይ ሹማምንቲ ምድረሓበሻ የቕርብ።
እዚ ቀዳማይ ክፋል ንያታዊ ኣገባባት ምግፋፍ ዓሳ ጥዑምማይ ኣብ ምድረሓበሻ ዝድህስስ ዓንቀጽ ኢዩ።
እዚ መበል ዒስራ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንዘመናዊ መሬታት ምድህሳስ ይቕጽል።
እዚ ዓሰርተ-ታሻዓይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንዘመናዊ መሬታት ይፍትሽ።