ሓበሻ ብዓረበኛዊ ርድኢት
እዚ ዓንቀጽ ንዓረበኛታት (ቋንቋ ዓረብ ዝጥቀሙ) ተረኽቲ፡ ስነምድረኛታትን ካልኦት ጸሓፍትን ብዛዕባ ሓበሻ ዘለዎም መረዳእታ ዝፍትሽ ኢዩ።
እዚ ዓንቀጽ ንዓረበኛታት (ቋንቋ ዓረብ ዝጥቀሙ) ተረኽቲ፡ ስነምድረኛታትን ካልኦት ጸሓፍትን ብዛዕባ ሓበሻ ዘለዎም መረዳእታ ዝፍትሽ ኢዩ።
እዚ ዓሰርተ-ሻሙናይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብጽኑዓያትን ተዛመድቲ ኣኻውሕን ዝተፈጥረ ሳልሳዊ እሳተጎመራዊ መሬታት ምድህሳስ ይቕጽል።
እዚ ዓሰርተ-ሻውዓይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንብጽኑዓያትን ተዛመድቲ ኣኻውሕን ዝተፈጥረ ሳልሳዊ እሳተጎመራዊ መሬታት ይፍትሽ።
እዚ ጽማቝ ትሕዝቶ ብኣብርሃለይ ተስፋጌርግስ ዝቐረበ ንፍልቀት ፖለቲካዊ ሂወት ምድረሓበሻ ዝድህስስ ቅርቦት ኢዩ።
እዚ ዓሰርተ-ሻዱሻይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንሳልሳዊ እሳተጎመራዊ መሬታት ይድህስስ።