ዓየ
እዚ ዓንቀጽ ስነተኽላዊ ድሕረባይታን ስነምደባዊ ኣሰራርዓን ገረብ ዓየ የቕርብ።
እዚ ዓንቀጽ ስነተኽላዊ ድሕረባይታን ስነምደባዊ ኣሰራርዓን ገረብ ዓየ የቕርብ።
እዚ ገጽ ኣብዚ ነቑጣ መርበብሓበሬታ ንዝርከቡ ካብ ሸ ክሳብ ቀ ብዘለዉ ፊደላት ዝጅምሩ ስነሂወታዊ ቃላት ሓጺር መግለጺ ይህብ።
This post narrates a traditional Abyssinian fishing expedition conducted in the Blue Nile in the 1850s as witnessed by Mr. Walter Chichele Plowden who served as the British consul in Abyssinia.
እዚ ካብ መዛግብዕለት ናይ ቆንስል ብሪጣንያ ኣብ ምድረሓበሻ ዝነበረ ኣይቶ ዋልተር ቺቸል ፕላውደን ዝተወስደ ጽሑፍ ኰይኑ፡ ንኣብ ፈለግ ኣባይ ኣብ 1850ታት ዝተኻየደ ውዕሎ ያታዊ ምግፋፍ ዓሳ የዘንቱ።
እዚ ገጽ ብዛዕባ ኣብዚ ነቑጣ መርበብሓበሬታ ዘለዉ ብፊደላት ረን ሰን ዝፍልሙ ስነቀመማውን ስነነገራውን ቃላት ሓጺር መብርሂ ይህብ።