ኣበቛቝላን ኣኰሳዅሳን ቆልቋል ሓበሻ
እዚ ጽሑፍ ንኣበቛቝላን ኣኰሳዅሳን ገረብ ቆልቋል ሓበሻ የቕርብ።
ታሪኽ፡ ጽንዓተምድሪ፡ ስነፍልጠት፡ ወ ባህሊ ኢቲዮ-ኤሪትራ
እዚ ጽሑፍ ንኣበቛቝላን ኣኰሳዅሳን ገረብ ቆልቋል ሓበሻ የቕርብ።
እዚ መዘከርቃላት ኣብዚ ነቑጣ መርበብ ሓበሬታ ብዛዕባ ዘለዉ፡ ብኻብ ፊደል ሀ ክሳብ ፊደል መ ዝጅምሩ፡ ስነሂወታዊ ቃላት ሓጺር መግለጺ ይህብ።
እዚ ዓንቀጽ ንሕርሻዊ ስነፍልጠትን ክፋላቱን ዘቕርብ ኢዩ።
እዚ ዓንቀጽ ብዛዕባ ስነምደባ፡ ስነመልክዕ ከምኡ፣ውን ሰፈር ቆልቋል ሓበሻ ሓበሬታ የቕርብ።
እዚ ጽሑፍ ንህንደሳን ጨንፈራት ምህንድስናን ይድህስስ።