-
ሳልሳዊ ድበታዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን – 2ይ ክፋል
እዚ ዓሰርተ-ሓሙሻይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንሳልሳዊ ድበታዊ መሬታት ምድህሳስ ይቕጽል።
-
Tertiary Sedimentary Terrains of Tigrinyaland and Semien – Part 1
This is the fourteenth installment of the geological description of Tigrinyaland and Semien, and it explores the tertiary sedimentary terrains.
-
ረ-ሰ፥ ስነምድራውን ስነማዕድናውን መዘከሪ ቃላት
እዚ መዘከሪ ቃላት፡ ኣብ፣ዚ ነቑጣ መርበብ ሓበሬታ ንእንረኽቦም፡ ካብ ረ ክሳብ ሰ ብዘለዉ ፊደላት ንዝፍልሙ ስነምድራውያንን ስነማዕድናውያንን ቃላት ሓጺር መግለጺ ይህብ።