-
ሳልሳዊ ድበታዊ መሬታት ምድረትግርኛን ሰሜንን – 1ይ ክፋል
እዚ ዓሰርተ-ርብዓይ ክፋል ስነምድራዊ ገለጻ ምድረትግርኛን ሰሜንን ኰይኑ፡ ንሳልሳዊ ድበታዊ መሬታት ይድህስስ።
-
Tertiary Lands of Tigrinyaland and Semien
This is the thirteenth installment of the geological description of Tigrinyaland and Semien, and it examines the tertiary terrains.
-
ጽንብል ጥምቀት ኣብ ዘመነ መስፍንነት ራእሲ ሚካኤል ሱሑል
እዚ ጽሑፍ ንኣጸናብላ ጥምቀት ኣብ ምድረትግርኛ ብግዜ መስፍንነት ራእሲ ሚካኤል ሱሑል ኣብ ጥሪ 1770 ዝገልጽ ኢዩ።