-
ፖለቲከኛ’ዶ ሃገረኛ?
ኣብ ዓውዲ ፖለቲካዊ ፍልጠት፡ 2 ብዙሕ ግዜ ዝደጋገሙ ቃላት ኣለዉ። ንሳቶም ከኣ ‘ፖለቲከኛ’ (politician) ከምኡ’ውን ‘ሃገረኛ’ ወይ ‘ናይ ሃገር ሰብ’ (statesman) ኢዮም። መብዛሕትኡ ሰብ እንዳቀያየረ ይጥቀመሎም። እንተዀነ ግና ዝተፈላለየ ትርጉም ዝሓዘሉ ኢዮም።
-
ኣተሓሳስባ ህግሓኤ/ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ዴሞክራሲ
እዚ ዓንቀጽ ንኣተሓሳስባን ፖሊሲታትን ህግሓኤ/ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ዴሞክራሲ ዝፍትሽ ኢዩ።
-
ስዉር መስርሕ ምምንዛዕ መሰላት ኤርትራውያን
እዚ ዓንቀጽ ከመይ ኢሉ ኣብ ኤርትራ ሰፊኑ ዘሎ ጭቈና ብስቱርን ቀስብቐስን ከም ዝማዕበለ ዝገልጽ ኢዩ።