-
ኣምር ምዕባሌ
እዚ ጽሑፍ ንኣምር ‘ምዕባሌ’ ይድህስስ። መእተዊ ናይ’ቲ ኣብ ሕብረተሰባዊ ምዕባሌ ዘተኰረ ኣስተምህሮ ድማ ኢዩ።
-
Ethio-Eritrean traditional conception of a day
This entry discusses the Ethio-Eritrean traditional conception of a day. It is part of the series that explores the Ethio-Eritrean native perspective of time.
-
መቕጻዕትታት ጸርፊ ብሕግታት ስርዓት እንዳባ ከበሳ ኤሪትራ
ሕብረተሰብና ክብርታቱን ተመኩሮታቱን ዘንጸባርቑ ብዙሓት ልምድታትን ሕጋጋትን ኣለዎ። ኣብ’ዚ ጸርፊ ከም ንቡር ተቘጺርሉ ዘሎ እዋን፡ ኣቦታትና ብዛዕባ ክፉእ ኣፍ ዝነበሮም ኣመላኽታን ንምውጋዱ ዝሓገግዎም ሕጋጋትን ምቕራብ ኣገዳሲ ኮይኑ ይስመዓኒ። ስለ’ዚ ድማ ኢየ ብዛዕባ ፍርዲ ጸርፊ ኣብ ሕጊ እንዳባ ከበሳ ኤሪትራ ዝምልከት ሕጽር ዝበለ ዓንቀጽ ኣዳልየ ዘለኹ።