-
ታሪኽ ልሳነ ግእዝ.
እዚ ጽሑፍ ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ይምልስ: ግእዝ ከመይ ኢሉ’ዩ ተወሊዱን ማዕቢሉን? ኩነታት ግእዝ ቅድምን ድሕርን ንግስነት ኣኽሱም ከመይ ነይሩ? ቋንቋ ግእዝ ከመይ ኢሉ ኢዩ ተዳኺሙ? ሓድግታትን ህሉው ኩነታትን ቋንቋ ግእዝ ከመይ ይመስል?
-
ያታዊ መዓልቲ ኢቲዮ-ኤሪትራ
እዚ ጽሑፍ ያታዊ ኣተሓሳስባ ኢቲዮ-ኤሪትራ ብዛዕባ መዓልቲ የቕርብ።
-
ፖለቲከኛ’ዶ ሃገረኛ?
ኣብ ዓውዲ ፖለቲካዊ ፍልጠት፡ 2 ብዙሕ ግዜ ዝደጋገሙ ቃላት ኣለዉ። ንሳቶም ከኣ ‘ፖለቲከኛ’ (politician) ከምኡ’ውን ‘ሃገረኛ’ ወይ ‘ናይ ሃገር ሰብ’ (statesman) ኢዮም። መብዛሕትኡ ሰብ እንዳቀያየረ ይጥቀመሎም። እንተዀነ ግና ዝተፈላለየ ትርጉም ዝሓዘሉ ኢዮም።