• Could the goats have done it: A Tigre folktale

    This is a fable of the Tigre people of Eritrea. It is about a careless leopard parent that illustrates the injustice of victimizing the weak for wrongs committed by the strong.

    ምንባብ ቀጽል (Continue Reading)

  • ዝምድናታት ከበሳን ትግራይን ኣብ ግዜ መግዛእቲ ጣልያንን እዋን ፈደረሽንን

    ኣብ 4ይ ክፋል ናይ “ዝተማቓቐለ ታሪኻት፡ ናይ በለጽ ሽርክነታት፣ መብርሂታት ድሕረባይታ ኲናት ኢትዮጲያን ኤርትራን” ዘርእስቱ ንዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ዝሓለፈ መዋእል ብምምርማር ሳዕቤናቱ ኣብ ህሉው ማሕበረ-ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዝገልጽ ብሪቻርድ ትሪቬሊ ዝተጻሕፈ መጽናዕታዊ ዓንቀጽ፡ ዝምድናታት ከበሳውያንን ተጋሩን ኣብ ግዜ መግዛእቲ ጣልያንን እዋን ፈደረሽንን ከመይ ከም ዝነበረ ክንፍትሽ ኢና።

    ምንባብ ቀጽል (Continue Reading)

  • ርክባት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ መስርሕ ምቛም መግዛእቲ ጣልያን

    እዚ 3ይ ክፋል ናይ’ቲ “ዝተማቓቐለ ታሪኻት፡ ናይ በለጽ ሽርክነታት፣ መብርሂታት ድሕረባይታ ኲናት ኢትዮጲያን ኤርትራን” ዘርእስቱ ንዝምድናታት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣብ ዝሓለፈ መዋእል ብምምርማር ሳዕቤናቱ ኣብ ህሉው ማሕበረ-ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዝገልጽ ብሪቻርድ ትሪቬሊ ዝተጻሕፈ መጽናዕታዊ ዓንቀጽ ኢዩ። ኣብ መስርሕ ምምስራት መግዛእቲ ጣልያን ኣብ ቅርኒ ኣፍሪቃ ዝተራእዩ ርክባት ተዛረብቲ ትግርኛ ድማ ይትንትን።

    ምንባብ ቀጽል (Continue Reading)